general
기타
ሃገራዊ ፈስቲቫል ኤርትራ 2026፡ ብወግዒ ተዛዚሙ።
Shabait (Eritrea Ministry of Information)

ኣብ ኣስመራ – ቀጽሪ ኤክስፖ ክካየድ ዝቐነየ ዓመታዊ ሃገራዊ ፈስቲቫል ኤርትራ 2026፡ ሎሚ 26 ሓምለ ብዝተኻየደ ወግዓዊ መዛዘሚ ስነ-ስርዓት ተዓጽዩ። ኣብ’ቲ ሚኒስተራትን ኣመሓደርቲ ዞባታትን ዝርከብዎም ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን ዝተሳተፍዎ መዕጸዊ ስነ-ስርዓት፡ ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ኣቦ-መንበር ሃገራዊ ኣወሃሃዲ ሽማግለ በዓላትን ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለ ኣብ ዘስመዖ ቃል፡ ፈስቲቫል – እቲ እወታዊ ሸነኹ ከም ኣገዳሲ ተመኩሮ ተወሲዱ፡ […] ...
이 뉴스, 어떠셨어요?
탭 한 번으로 반응 · 로그인 불필요
관련 뉴스
관련 뉴스 제보는 로그인 후 가능합니다.